Ayenay Yihayish

Ayenay Yihayish a song by Abeba Haile on Foxsoundi — Free Music, Smart Streaming for Everyone

Ayenay Yihayish by Abeba Haile

Ayenay Yihayish Lyrics

[00:28.52] ብመልክዑ መሪጽካ ኣይኮነን ንቑምነገር
[00:38.94] ስርሑ ተረኣኻስ ጠባዩ ይንገር
[00:49.25] ኩነታት ሓቲትካ ስድርኡ ኢዮም ብርሃን
[00:59.80] ኣየናይ መሪጽካ ነየናይ ይሓይሽ
[01:10.11] ኣቱም ሰባት ንበይነይ
[01:13.84] እጽለል ከይህሉ
[01:51.50] ኣእዛንካ ዘጽምም ይመጻካ ብወረ
[01:59.54] ሰላምታ ዝኸልእ ንሓንጎል እናዕገርገረ
[02:07.52] ኣዒንቲ ዘዋር'ዩ ናብ ሓደ ዘይቀውም
[02:16.27] ነየናይ መሪጸ ነየናይ ከቐድም
[02:24.61] ንሓደ ንናብራ ንቐጻሊ ዕብየት
[02:34.93] ሰላም ዝሰፈና ጥጥሕቲ ስድራቤት
[02:44.92] ኣዒንተይ ጠሚተን ብተስፋ ከማዕድዋ
[02:55.63] ኣብ ናይ ሕልሚ ሓሳብ ኣብ ፍጹም ጽምዋ
[03:06.31] ኣቱም ሰባት ንበይነይ
[03:10.04] እጽለል ከይህሉ
[03:47.58] ኣእዛንካ ዘጽምም ይመጻካ ብወረ
[03:55.40] ሰላምታ ዝኸልእ ንሓንጎል እናዕገርገረ
[04:03.88] ኣዒንቲ ዘዋር'ዩ ናብ ሓደ ዘይቀውም
[04:12.18] ነየናይ መሪጸ ነየናይ ከቐድም
[04:20.56] ንሓደ ንናብራ ንቐጻሊ ዕብየት
[04:30.84] ሰላም ዝሰፈና ጥጥሕቲ ስድራቤት
[04:41.79] ኣዒንተይ ጠሚተን ብተስፋ ከማዕድዋ
[04:51.44] ኣብ ናይ ሕልሚ ሓሳብ ኣብ ፍጹም ጽምዋ
[05:02.01] ኣቱም ሰባት ንበይነይ
[05:06.19] እጽለል ከይህሉ
[05:30.45]

From the album: Irab